-
ዘሁልቍ 27:21መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
21 ንሱ ድማ ኣብ ቅድሚ እቲ ብፍርዲ ኡሪም+ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ዚሓትተሉ ኻህን ኣልኣዛር ደው ኪብል እዩ። ብትእዛዙ ኺወጹ፡ ብትእዛዙ ኸኣ ኪኣትዉ እዮም፣ ማለት ንሱን ኵሎም እስራኤላውያን ከኣ ምስኡን ኵሉ እቲ ኣኼባን።”
-
-
1 ነገስት 22:7መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
7 ዮሳፋጥ ከኣ፡ “እንሓትቶ ነብዪ የሆዋዶ ኣብዚ የልቦን፧ ብእኡ ኣቢልና እውን ንሕተት” በለ።+
-