ኣሞጽ 7:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ቤት-ኤል ግና መቕደስ ንጉስን+ ቤተ መንግስትን እያ እሞ፡ ደጊምሲ ኣብዚኣ ኣይትነበ” በሎ።+ ኣሞጽ 7:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ሕጂ ድማ ቃል የሆዋ ስማዕ፦ ‘ንስኻስ፡ “ኣንጻር እስራኤል ኣይትነበ፡+ ኣንጻር ቤት ይስሃቅ ድማ ኣይትስበኽ”+ ትብል ኣለኻ።