መዝሙር 29:3, 4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ድምጺ የሆዋ ኣብ ልዕሊ ማያት ተሰሚዑ፣እቲ ኽቡር ኣምላኽ ኣንጐድጒዱ።+ የሆዋ ኣብ ልዕሊ ብዙሕ ማያት እዩ።+ 4 ድምጺ የሆዋ ሓያል እዩ፣+ድምጺ የሆዋ ግሩም እዩ።
3 ድምጺ የሆዋ ኣብ ልዕሊ ማያት ተሰሚዑ፣እቲ ኽቡር ኣምላኽ ኣንጐድጒዱ።+ የሆዋ ኣብ ልዕሊ ብዙሕ ማያት እዩ።+ 4 ድምጺ የሆዋ ሓያል እዩ፣+ድምጺ የሆዋ ግሩም እዩ።