ኢሳይያስ 10:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 “የሆዋ፡ ኵሉ ኣብ ከረን ጽዮንን ኣብ የሩሳሌምን ዚገብሮ ግብሩ ምስ ፈጸመ፡ ንንጉስ ኣሶር ስለቲ ድርቅና ልቡን ስለቲ ዅሩዕን ዕቡይን ጠመተኡን ኪቐጽዖ እዩ።*+
12 “የሆዋ፡ ኵሉ ኣብ ከረን ጽዮንን ኣብ የሩሳሌምን ዚገብሮ ግብሩ ምስ ፈጸመ፡ ንንጉስ ኣሶር ስለቲ ድርቅና ልቡን ስለቲ ዅሩዕን ዕቡይን ጠመተኡን ኪቐጽዖ እዩ።*+