እዝራ 4:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ብዘመን ኣርታሕሻስታ ንጉስ ፋርስ ከኣ፡ ቢሽላምን ሚትረዳትን ጣብኤልን እቶም ዝተረፉ ብጾቱን ናብ ንጉስ ኣርታሕሻስታ ጸሓፉ፣ እታ ደብዳበ ድማ ናብ ኣራማይስጢ+ ተተርጒማ ብኣራማይስጢ ተጻሕፈት።* ዳንኤል 2:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 እቶም ከለዳውያን ድማ ንንጉስ ብኣራማይስጢ+ ኸምዚ ኢሎም መለሱሉ፦* “ኦ ንጉስ፡ ንዘለኣለም ህያው ኩን። ንገላዉኻ ሕልምኻ ንገረና፣ ንሕና እውን ትርጉሙ ኽንነግረካ ኢና።”
7 ብዘመን ኣርታሕሻስታ ንጉስ ፋርስ ከኣ፡ ቢሽላምን ሚትረዳትን ጣብኤልን እቶም ዝተረፉ ብጾቱን ናብ ንጉስ ኣርታሕሻስታ ጸሓፉ፣ እታ ደብዳበ ድማ ናብ ኣራማይስጢ+ ተተርጒማ ብኣራማይስጢ ተጻሕፈት።*
4 እቶም ከለዳውያን ድማ ንንጉስ ብኣራማይስጢ+ ኸምዚ ኢሎም መለሱሉ፦* “ኦ ንጉስ፡ ንዘለኣለም ህያው ኩን። ንገላዉኻ ሕልምኻ ንገረና፣ ንሕና እውን ትርጉሙ ኽንነግረካ ኢና።”