ኤርምያስ 49:23 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 23 ብዛዕባ ደማስቆ፦+ “ሓማትን+ ኣርጳድን ክፉእ ወረ ሰሚዐን እየን እሞ፡ሓፊረን ኣለዋ። ብፍርሂ መኺኸን ኣለዋ። ኣብ ባሕሪ ዘይሃድእ ጭንቀት ኣሎ።