ኢሳይያስ 22:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 እቲ ልዑላዊ ጐይታ፡ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል፦ “ናብቲ ኣብታ ቤት* ሓላፍነት ዘለዎ ኣመሓዳሪ ቤት፡ ናብ ሸብና+ ኺድ እሞ፡