2 ነገስት 19:5-7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 እቶም ገላዉ ንጉስ ህዝቅያስ ከኣ ናብ ኢሳይያስ ከዱ።+ 6 ኢሳይያስ ድማ ከምዚ በሎም፦ “ንጐይታኹም ከምዚ በልዎ፦ ‘የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ “በቲ ገላዉ ንጉስ ኣሶር ኪጸርፉኒ+ ዝሰማዕካዮ ቓላት ኣይትፍራህ።+ 7 እንሆ፡ ኣብ ኣእምሮኡ ሓሳብ* ከእቱ እየ፣ ንሱ ኸኣ ወረ ሰሚዑ ናብ ምድሩ ኺምለስ እዩ፣ ኣብ ምድሩ ድማ ብሰይፊ ኸውድቖ እየ።”’”+
5 እቶም ገላዉ ንጉስ ህዝቅያስ ከኣ ናብ ኢሳይያስ ከዱ።+ 6 ኢሳይያስ ድማ ከምዚ በሎም፦ “ንጐይታኹም ከምዚ በልዎ፦ ‘የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ “በቲ ገላዉ ንጉስ ኣሶር ኪጸርፉኒ+ ዝሰማዕካዮ ቓላት ኣይትፍራህ።+ 7 እንሆ፡ ኣብ ኣእምሮኡ ሓሳብ* ከእቱ እየ፣ ንሱ ኸኣ ወረ ሰሚዑ ናብ ምድሩ ኺምለስ እዩ፣ ኣብ ምድሩ ድማ ብሰይፊ ኸውድቖ እየ።”’”+