ኢሳይያስ 37:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ምናልባት የሆዋ ኣምላኽካ፡ ቃላት እቲ ጐይታኡ ንጉስ ኣሶር ነቲ ህያው ኣምላኽ+ ኬባጭወሉ ዝለኣኾ ራብሳቀ ሰሚዑ ይኸውን፣ በቲ የሆዋ ኣምላኽካ ዝሰምዖ ቓላት ድማ ተሓታቲ ይገብሮ ይኸውን። እምበኣር፡ ምእንቲ እዚ ዝተረፈ ተረፍ+ ጸሎት ኣዕርግ።’”+
4 ምናልባት የሆዋ ኣምላኽካ፡ ቃላት እቲ ጐይታኡ ንጉስ ኣሶር ነቲ ህያው ኣምላኽ+ ኬባጭወሉ ዝለኣኾ ራብሳቀ ሰሚዑ ይኸውን፣ በቲ የሆዋ ኣምላኽካ ዝሰምዖ ቓላት ድማ ተሓታቲ ይገብሮ ይኸውን። እምበኣር፡ ምእንቲ እዚ ዝተረፈ ተረፍ+ ጸሎት ኣዕርግ።’”+