-
2 ዜና መዋእል 32:22መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
22 በዚ ኸምዚ፡ የሆዋ ንህዝቅያስን ንነበርቲ የሩሳሌምን ካብ ኢድ ሰናክሪብ ንጉስ ኣሶርን ካብ ኢድ ኵሎም ካልኦትን ኣድሓኖም፡ ኣብ ዙርያኦም እውን ዕረፍቲ ሃቦም።
-
-
ኢሳይያስ 10:32መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
32 በዛ መዓልቲ እዚኣ፡ ኣብ ኖብ+ ደው ኪብል እዩ።
ኢዱ ድማ ንኸረን ጓል ጽዮን፡
ንዅርባ የሩሳሌም የወጣውጠላ ኣሎ።
-