2 ነገስት 20:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 ሽዑ፡ ህዝቅያስ ንኢሳይያስ፡ “እቲ እተዛረብካዮ ቓል የሆዋ ጽቡቕ እዩ” በሎ።+ ወሲኹ ድማ፡ “ብዘመነይ* ሰላምን ርግኣትን* እንተ ኣልዩ፡ ጽቡቕ እዩ” በለ።+
19 ሽዑ፡ ህዝቅያስ ንኢሳይያስ፡ “እቲ እተዛረብካዮ ቓል የሆዋ ጽቡቕ እዩ” በሎ።+ ወሲኹ ድማ፡ “ብዘመነይ* ሰላምን ርግኣትን* እንተ ኣልዩ፡ ጽቡቕ እዩ” በለ።+