ህዝቅኤል 37:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ‘መንፈሰይ ኣባኻትኩም ከንብር እየ፣+ ህያዋን እውን ክትኰኑ ኢኹም፣ ኣብ ምድርኹም ድማ ከስፍረኩም እየ። ኣነ የሆዋ ኸም እተዛረብክዎን ከም ዝገበርክዎን ከኣ ክትፈልጡ ኢኹም’ ይብል የሆዋ።”
14 ‘መንፈሰይ ኣባኻትኩም ከንብር እየ፣+ ህያዋን እውን ክትኰኑ ኢኹም፣ ኣብ ምድርኹም ድማ ከስፍረኩም እየ። ኣነ የሆዋ ኸም እተዛረብክዎን ከም ዝገበርክዎን ከኣ ክትፈልጡ ኢኹም’ ይብል የሆዋ።”