ዘዳግም 30:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ሽዑ የሆዋ ኣምላኽካ ምሩኻትካ ኺመልስ፡+ ኪምሕረካ፡+ ካብቶም የሆዋ ኣምላኽካ ፋሕ ዘበለካ ዅሎም ኣህዛብ ከኣ መሊሱ ኺእክበካ እዩ።+ ኤርምያስ 30:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 “እንሆ፡ ንምሩኻት ህዝበይ እስራኤልን ይሁዳን ዚእክበለን መዓልትታት ይመጻ ኣለዋ”+ ይብል የሆዋ፡ “ናብታ ንኣቦታቶም ዝሃብክዎም ምድሪ ድማ ክመልሶም እየ፣ ንሳቶም እውን መሊሶም ኪርስተይዋ እዮም” ይብል የሆዋ።’”+
3 “እንሆ፡ ንምሩኻት ህዝበይ እስራኤልን ይሁዳን ዚእክበለን መዓልትታት ይመጻ ኣለዋ”+ ይብል የሆዋ፡ “ናብታ ንኣቦታቶም ዝሃብክዎም ምድሪ ድማ ክመልሶም እየ፣ ንሳቶም እውን መሊሶም ኪርስተይዋ እዮም” ይብል የሆዋ።’”+