ነህምያ 6:15, 16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 እቲ መካበብያ ኸኣ ኣብ መበል 25 መዓልቲ ናይ ኤሉል፡* ብ52 መዓልቲ ተፈጸመ። 16 ኵሎም ጸላእትና ብዛዕባ እዚ ምስ ሰምዑ፡ ኵሎም እቶም ኣብ ዙርያና ዘለዉ ኣህዛብ ድማ እዚ ምስ ረኣዩ፡ ኣዝዮም ሓፈሩ፣*+ እዚ ዕዮ እዚ ብሓገዝ ኣምላኽና ኸም እተገብረ ኸኣ ፈለጡ።
15 እቲ መካበብያ ኸኣ ኣብ መበል 25 መዓልቲ ናይ ኤሉል፡* ብ52 መዓልቲ ተፈጸመ። 16 ኵሎም ጸላእትና ብዛዕባ እዚ ምስ ሰምዑ፡ ኵሎም እቶም ኣብ ዙርያና ዘለዉ ኣህዛብ ድማ እዚ ምስ ረኣዩ፡ ኣዝዮም ሓፈሩ፣*+ እዚ ዕዮ እዚ ብሓገዝ ኣምላኽና ኸም እተገብረ ኸኣ ፈለጡ።