ኤርምያስ 31:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ንሳቶም ኪመጹ፡ ኣብቲ በሪኽ ጽዮን ድማ እልል ኪብሉ፡+ብሕያውነት የሆዋን*ብእኽልን ብጕዕሽ ወይንን+ ብዘይትን፡ብውላዳት ጤለ በጊዖምን ከብቶምን እውን ኬንጸባርቑ እዮም።+ ማይ ከም ዝመልኦ ስፍራ ኣታኽልቲ ኪዀኑ፡*+ደጊም እውን ከቶ ኣይኪማስኑን እዮም።”+
12 ንሳቶም ኪመጹ፡ ኣብቲ በሪኽ ጽዮን ድማ እልል ኪብሉ፡+ብሕያውነት የሆዋን*ብእኽልን ብጕዕሽ ወይንን+ ብዘይትን፡ብውላዳት ጤለ በጊዖምን ከብቶምን እውን ኬንጸባርቑ እዮም።+ ማይ ከም ዝመልኦ ስፍራ ኣታኽልቲ ኪዀኑ፡*+ደጊም እውን ከቶ ኣይኪማስኑን እዮም።”+