ኢሳይያስ 14:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 የሆዋስ ንያእቆብ ኪምሕሮ፡+ ንእስራኤል ድማ ከም ብሓድሽ ኪሓርዮ እዩ።+ ኣብ ምድሮም ኬስፍሮም* እዩ፣+ ጓኖት ከኣ ኪጽምበርዎም፡ ምስ ቤት ያእቆብ እውን ኪለግቡ እዮም።+ ኤርምያስ 31:20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 “ኤፍሬምዶ ኽቡር ወደይ፡ ፍቑር ውሉደይ ኣይኰነን፧+ ኣንጻሩ ብእተዛረብኩ መጠን ግና፡ እዝክሮ ኣለኹ። ስለዚ እዩ ስምዒተይ* ዚለዓዓል ዘሎ።+ ብርግጽ እውን ክድንግጸሉ እየ” ይብል የሆዋ።+
14 የሆዋስ ንያእቆብ ኪምሕሮ፡+ ንእስራኤል ድማ ከም ብሓድሽ ኪሓርዮ እዩ።+ ኣብ ምድሮም ኬስፍሮም* እዩ፣+ ጓኖት ከኣ ኪጽምበርዎም፡ ምስ ቤት ያእቆብ እውን ኪለግቡ እዮም።+
20 “ኤፍሬምዶ ኽቡር ወደይ፡ ፍቑር ውሉደይ ኣይኰነን፧+ ኣንጻሩ ብእተዛረብኩ መጠን ግና፡ እዝክሮ ኣለኹ። ስለዚ እዩ ስምዒተይ* ዚለዓዓል ዘሎ።+ ብርግጽ እውን ክድንግጸሉ እየ” ይብል የሆዋ።+