2 ነገስት 25:6, 7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ሽዑ፡ ንንጉስ ሒዞም+ ናብ ንጉስ ባቢሎን ናብ ሪብላ ኣደየብዎ፣ ፍርዲ ኸኣ ፈረድዎ። 7 ንደቂ ጼዴቅያስ ድማ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቱ ሓረድዎም፣ ነቡካድነጻር ከኣ ንጼዴቅያስ ኣዒንቱ ኣዖሮ፣ ብመቝሕ ነሓሲ ኣሲሩ እውን ናብ ባቢሎን ኣምጽኦ።+ ህዝቅኤል 12:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 መርበበይ ኣብ ልዕሊኡ ኽድርቢ እየ፣ ብመርበብ ሃድነይ ድማ ኪትሓዝ እዩ።+ ሽዑ፡ ናብ ባቢሎን፡ ናብ ምድሪ ከለዳውያን ከምጽኦ እየ፣ ንሱ ግና ኣይኪርእያን እዩ፣ ኣብኣ እውን ኪመውት እዩ።+
6 ሽዑ፡ ንንጉስ ሒዞም+ ናብ ንጉስ ባቢሎን ናብ ሪብላ ኣደየብዎ፣ ፍርዲ ኸኣ ፈረድዎ። 7 ንደቂ ጼዴቅያስ ድማ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቱ ሓረድዎም፣ ነቡካድነጻር ከኣ ንጼዴቅያስ ኣዒንቱ ኣዖሮ፣ ብመቝሕ ነሓሲ ኣሲሩ እውን ናብ ባቢሎን ኣምጽኦ።+
13 መርበበይ ኣብ ልዕሊኡ ኽድርቢ እየ፣ ብመርበብ ሃድነይ ድማ ኪትሓዝ እዩ።+ ሽዑ፡ ናብ ባቢሎን፡ ናብ ምድሪ ከለዳውያን ከምጽኦ እየ፣ ንሱ ግና ኣይኪርእያን እዩ፣ ኣብኣ እውን ኪመውት እዩ።+