ዘጸኣት 21:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 “እብራዊ ባርያ እንተ ዓዲግካ፡+ ሽዱሽተ ዓመት ባርያኻ ይኹን፣ ኣብታ ሻውዐይቲ ዓመት ግና ብዘይ ክፍሊት ሓራ ይውጻእ።+