ኤርምያስ 21:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ‘የሆዋ ኣምላኽ እስራኤል ከምዚ ይብል፦ “እንሆ፡ ነቲ ምስ ንጉስ ባቢሎንን+ ምስቶም ኣብ ወጻኢ እቲ መካበብያ ኸቢቦምኹም ዘለዉ ከለዳውያንን እትዋግኡሉ ዘለኹም ኣብ ኣእዳውኩም ዘሎ ኣጽዋር ውግእ፡ ኣንጻርኩም እመልሶ* ኣለኹ። ኣብ ማእከል እዛ ኸተማ እዚኣ ድማ ክእክቦ እየ።
4 ‘የሆዋ ኣምላኽ እስራኤል ከምዚ ይብል፦ “እንሆ፡ ነቲ ምስ ንጉስ ባቢሎንን+ ምስቶም ኣብ ወጻኢ እቲ መካበብያ ኸቢቦምኹም ዘለዉ ከለዳውያንን እትዋግኡሉ ዘለኹም ኣብ ኣእዳውኩም ዘሎ ኣጽዋር ውግእ፡ ኣንጻርኩም እመልሶ* ኣለኹ። ኣብ ማእከል እዛ ኸተማ እዚኣ ድማ ክእክቦ እየ።