2 ነገስት 20:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ህዝቅያስ ከኣ ተቐበሎም* እሞ፡ ብዘሎ ቤት መዝገቡ፡+—ብሩርን ወርቅን ዘይቲ በለሳንን ካልእ ክቡር ዘይትን ቤት ኣጽዋሩን ኵሉ እቲ ኣብ መዛግብቱ እተረኽበን፡—ኣርኣዮም። ህዝቅያስ ድማ ኣብ ቤቱን* ኣብ ኵሉ ግዝኣቱን ዘየርኣዮም ነገር ኣይነበረን።
13 ህዝቅያስ ከኣ ተቐበሎም* እሞ፡ ብዘሎ ቤት መዝገቡ፡+—ብሩርን ወርቅን ዘይቲ በለሳንን ካልእ ክቡር ዘይትን ቤት ኣጽዋሩን ኵሉ እቲ ኣብ መዛግብቱ እተረኽበን፡—ኣርኣዮም። ህዝቅያስ ድማ ኣብ ቤቱን* ኣብ ኵሉ ግዝኣቱን ዘየርኣዮም ነገር ኣይነበረን።