-
ኤርምያስ 41:11መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
11 ዮሓናን+ ወዲ ቃሬሃን ኵሎም እቶም ምስኡ ዝነበሩ ኣሕሉቕ ሰራዊትን ብዛዕባ ዅሉ እቲ እስማኤል ወዲ ነታንያ ዝገበሮ እከይ ምስ ሰምዑ፡
-
-
ኤርምያስ 41:16መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
16 ዮሓናን ወዲ ቃሬሃን ኵሎም እቶም ምስኡ ዝነበሩ ኣሕሉቕ ሰራዊትን ነቶም እስማኤል ወዲ ነታንያ ንገዳልያ+ ወዲ ኣሒቃም ምስ ቀተሎ ኻብ ኢዱ ዘናገፍዎም ካብ ሚጽጳ ዝተረፉ ህዝቢ ምሳታቶም ወሰድዎም። ነቶም ሰብኡትን ተዋጋእትን ኣንስትን ቈልዑን ኣገልገልቲ ቤተ መንግስትን ከኣ ካብ ጊብዖን መለስዎም።
-
-
ኤርምያስ 43:2መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
2 ዓዛርያ ወዲ ሆሻዕያን ዮሓናን+ ወዲ ቃሬሃን ኵሎም እቶም ተዳፈርቲ ሰባትን ንኤርምያስ ከምዚ በልዎ፦ “እቲ እትብሎ ዘለኻ ሓሶት እዩ! የሆዋ ኣምላኽና፡ ‘ኣብኣ ኽትነብሩ ናብ ግብጺ ኣይትኺዱ’ ኽትብል ኢሉ ኣይለኣኸካን።
-