ኤርምያስ 41:17, 18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ናብ ግብጺ ኪኸዱ ሓሲቦም ድማ፡+ ናብታ ኣብ ጥቓ ቤት-ልሄም+ ዘላ መሕደሪ ኪምሃም ከይዶም ኣብኣ ጸንሑ። 18 ከመይሲ፡ እስማኤል ወዲ ነታንያ ነቲ ንጉስ ባቢሎን ኣብ ልዕሊ እታ ምድሪ ዝሸሞ ገዳልያ ወዲ ኣሒቃም ስለ ዝቐተሎ፡ በቶም ከለዳውያን ፈሪሆም ነበሩ።+
17 ናብ ግብጺ ኪኸዱ ሓሲቦም ድማ፡+ ናብታ ኣብ ጥቓ ቤት-ልሄም+ ዘላ መሕደሪ ኪምሃም ከይዶም ኣብኣ ጸንሑ። 18 ከመይሲ፡ እስማኤል ወዲ ነታንያ ነቲ ንጉስ ባቢሎን ኣብ ልዕሊ እታ ምድሪ ዝሸሞ ገዳልያ ወዲ ኣሒቃም ስለ ዝቐተሎ፡ በቶም ከለዳውያን ፈሪሆም ነበሩ።+