ኤርምያስ 44:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ከምቲ ንየሩሳሌም ዝቐጻዕክዋ፡ ነቶም ኣብ ምድሪ ግብጺ ተቐሚጦም ዘለዉ ብሰይፍን ብጥሜትን ብለበዳን* ክቐጽዖም እየ።+ ህዝቅኤል 5:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ‘ሲሶኺ ብለበዳ* ኺሞቱ ወይ ኣብ ማእከልኪ ብጥሜት ኪውድኡ እዮም። ሲሶኺ ኸኣ ኣብ ዙርያኺ ብሰይፊ ኺወድቁ እዮም።+ ንሲሶኺ ድማ ናብ ኵሉ ኣንፈት* ፋሕ ከብሎም እየ፣ ደድሕሪኦም ዚሰጕጎም ሰይፊ እውን ክመልሕ እየ።+
12 ‘ሲሶኺ ብለበዳ* ኺሞቱ ወይ ኣብ ማእከልኪ ብጥሜት ኪውድኡ እዮም። ሲሶኺ ኸኣ ኣብ ዙርያኺ ብሰይፊ ኺወድቁ እዮም።+ ንሲሶኺ ድማ ናብ ኵሉ ኣንፈት* ፋሕ ከብሎም እየ፣ ደድሕሪኦም ዚሰጕጎም ሰይፊ እውን ክመልሕ እየ።+