ኤርምያስ 44:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 44 ብዛዕባ ዅሎም እቶም ኣብ ምድሪ ግብጺ+ ዚነብሩ፡ ኣብ ሚግዶልን+ ታህጳኔስን+ ኖፍን*+ ምድሪ ጳጥሮስን+ ዚነብሩ ኣይሁድ፡ ከምዚ ዚብል ቃል ናብ ኤርምያስ መጸ፦
44 ብዛዕባ ዅሎም እቶም ኣብ ምድሪ ግብጺ+ ዚነብሩ፡ ኣብ ሚግዶልን+ ታህጳኔስን+ ኖፍን*+ ምድሪ ጳጥሮስን+ ዚነብሩ ኣይሁድ፡ ከምዚ ዚብል ቃል ናብ ኤርምያስ መጸ፦