ኢሳይያስ 16:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ብዛዕባ ትምክሕቲ ሞኣብ፡—ንሱስ ኣዝዩ ዕቡይ እዩ፡+—ብዛዕባ ትዕቢቱን ትምክሕቱን ነድሩን ሰሚዕና፣+እቲ ባዶ ዘረባኡ ግና ከንቱ ኪኸውን እዩ።