ዘሁልቍ 32:34 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 34 ደቂ ጋድ ድማ፡ ዲቦንን+ ዓጣሮትን+ ዓሮዔርን+ ዘዳግም 2:36 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 36 ካብታ ኣብ ገምገም ስንጭሮ* ኣርኖን ዘላ ዓሮዔር+ (እንተላይ ኣብ ስንጭሮ ዘላ ኸተማ)፡ ክሳብ ጊልዓድ፡ ልዕሊ ዓቕምና ዝዀነት ዋላ ሓንቲ ኸተማ ኣይነበረትን። የሆዋ ኣምላኽና ንዅለን ኣሕሊፉ ሃበና።+
36 ካብታ ኣብ ገምገም ስንጭሮ* ኣርኖን ዘላ ዓሮዔር+ (እንተላይ ኣብ ስንጭሮ ዘላ ኸተማ)፡ ክሳብ ጊልዓድ፡ ልዕሊ ዓቕምና ዝዀነት ዋላ ሓንቲ ኸተማ ኣይነበረትን። የሆዋ ኣምላኽና ንዅለን ኣሕሊፉ ሃበና።+