ዘሁልቍ 32:37 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 37 ደቂ ሮቤል ከኣ ሔስቦንን+ ኤልዓለን+ ቂርያታዪምን+ ኢሳይያስ 16:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ስለዚ፡ ከምቲ ንያዕዜር ዝበኸኹላ፡ ንተኽሊ ወይኒ ሲብማ ኽበኽየላ እየ። ኦ ሔስቦንን ኤልዓለን፡+ ጭድርታ ፍረ ሓጋይክንን ቀውዕኽንን ኣብቂዑ እዩ እሞ፡*ብንብዓተይ ከጠስጥሰክን እየ።
9 ስለዚ፡ ከምቲ ንያዕዜር ዝበኸኹላ፡ ንተኽሊ ወይኒ ሲብማ ኽበኽየላ እየ። ኦ ሔስቦንን ኤልዓለን፡+ ጭድርታ ፍረ ሓጋይክንን ቀውዕኽንን ኣብቂዑ እዩ እሞ፡*ብንብዓተይ ከጠስጥሰክን እየ።