ኤርምያስ 4:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 እንሆ፡ ንሱ ኸም ደበናታት ዝናም ኪመጽእ እዩ፣ሰረገላታቱ ድማ ከም ህቦብላ ንፋስ እዩ።+ ኣፍራሱ ኻብ ንስርታት ይፈጥኑ።+ ጠፊእና ኢና እሞ፡ ወይለና!