ኢሳይያስ 5:30 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 30 በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ከም ጕርምርምታ ባሕሪ፡ኣብ ልዕሊኡ ጕርምርም ኪብሉ እዮም።+ ናብታ ምድሪ ዚጥምት ዘበለ ዜጨንቕ ጸልማት ኪርኢ እዩ፣ብርሃን እኳ እንተ ዀነ፡ ብሰንኪ ደበናታት ጸልሚቱ እዩ።+ ዮኤል 2:31 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 31 እታ ዓባይን እተፍርህን መዓልቲ የሆዋ ቕድሚ ምምጻኣ፡+ጸሓይ ናብ ጸልማት ክትልወጥ እያ፡ ወርሒ ኸኣ ናብ ደም።+
30 በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ከም ጕርምርምታ ባሕሪ፡ኣብ ልዕሊኡ ጕርምርም ኪብሉ እዮም።+ ናብታ ምድሪ ዚጥምት ዘበለ ዜጨንቕ ጸልማት ኪርኢ እዩ፣ብርሃን እኳ እንተ ዀነ፡ ብሰንኪ ደበናታት ጸልሚቱ እዩ።+