መዝሙር 79:6, 7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ነድርኻ ኣብቶም ዘይፈልጡኻ ኣህዛብ፡ኣብተን ስምካ ዘይጽውዓ መንግስትታት ክዖ።+ 7 ንሳቶምሲ ንያእቆብ ውሒጦምዎ፣ንዓዱ እውን ኣባዲሞምዋ።+