ኤርምያስ 51:58 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 58 የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል፦ “መካበብያ ባቢሎን ገፊሕ እኳ እንተ ዀነ፡ ጠሪሱ ኺፈርስ እዩ፣+ኣፍ ደገታታ ኸኣ ነዊሕ እኳ እንተ ዀነ፡ ብሓዊ ኺነድድ እዩ። ህዝብታት ብኸንቱ ኺጽዕሩ፡ኣህዛብ ድማ ሓዊ ንዚበልዖ ኺደኽሙ እዮም።”+
58 የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል፦ “መካበብያ ባቢሎን ገፊሕ እኳ እንተ ዀነ፡ ጠሪሱ ኺፈርስ እዩ፣+ኣፍ ደገታታ ኸኣ ነዊሕ እኳ እንተ ዀነ፡ ብሓዊ ኺነድድ እዩ። ህዝብታት ብኸንቱ ኺጽዕሩ፡ኣህዛብ ድማ ሓዊ ንዚበልዖ ኺደኽሙ እዮም።”+