ኤርምያስ 51:41 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 41 “ሼሻኽሲ* ኸመይ ኰን እያ እተማረኸት!+ እታ ውዳሰ ብዘላ ምድርስ ከመይ ኰን እያ እተታሕዘት!+ ባቢሎን ኣብ መንጎ ኣህዛብ ከመይ ኰን እያ መሰክሒ ዝዀነት! ራእይ 18:15, 16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 “እቶም እዚ እናነገዱ ብእኣ ዝሃብተሙ ነጋዶ፡ ብሰሪ ፍርሂ ስቓያ፡ ኣብ ርሑቕ ደው ኢሎም ከምዚ እናበሉ ኺበኽዩላን ኪሓዝኑላን እዮም፦ 16 ‘እታ ቕጭን በፍታን ጁዅን ቀይሕን እተኸድነት፡ ስልማት ወርቅን ክቡር እምንን ሉልን ብብዝሒ እተሰለመት ዓባይ ከተማ፡+ ወይለኣ፡ ወይለኣ!
41 “ሼሻኽሲ* ኸመይ ኰን እያ እተማረኸት!+ እታ ውዳሰ ብዘላ ምድርስ ከመይ ኰን እያ እተታሕዘት!+ ባቢሎን ኣብ መንጎ ኣህዛብ ከመይ ኰን እያ መሰክሒ ዝዀነት!
15 “እቶም እዚ እናነገዱ ብእኣ ዝሃብተሙ ነጋዶ፡ ብሰሪ ፍርሂ ስቓያ፡ ኣብ ርሑቕ ደው ኢሎም ከምዚ እናበሉ ኺበኽዩላን ኪሓዝኑላን እዮም፦ 16 ‘እታ ቕጭን በፍታን ጁዅን ቀይሕን እተኸድነት፡ ስልማት ወርቅን ክቡር እምንን ሉልን ብብዝሒ እተሰለመት ዓባይ ከተማ፡+ ወይለኣ፡ ወይለኣ!