ኢሳይያስ 47:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ብብዝሒ ኣማኸርትኺ ደኺምኪ። እቶም ንሰማያት ዜምልኹ፡* እቶም ንኸዋኽብቲ ዚጥምቱ፡+እቶም ብዛዕባ ዚመጸኪ ነገራትኣብ ሰሰርቂ ወርሒ ፍልጠት ዚህቡ፡ይተንስኡ እሞ የድሕኑኺ። ኤርምያስ 51:57 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 57 ኣነ ኸኣ ንመሳፍንታን ንጥበበኛታታንንሹማምንታን ንመኳንንታን ንጀጋኑኣን ከስክሮም እየ፣+ዘይነቕሑሉ ናይ ሓዋሩ ድቃስ ድማ ኪድቅሱ እዮም”+ይብል እቲ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ዝስሙ ንጉስ። ዳንኤል 5:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ንጉስ ከኣ ነቶም ጸዋዕቲ መናፍስትን ከለዳውያንን* ቈጸርቲ ኸዋኽብትን ኪጽውዑሉ ዓው ኢሉ ጨደረ።+ ንጉስ ድማ ነቶም ጥበበኛታት ባቢሎን፡ “ነዛ ጽሕፈት እዚኣ ዜንብባን ትርጉማ ዚነግረንን ሰብ፡ ጁዅ ዚሕብሩ ኺለብስ፡ ድሪ ወርቂ ኣብ ክሳዱ ኺግበረሉ፡+ ኣብዛ መንግስቲ ኸኣ ሳልሳይ ኰይኑ ኺገዝእ እዩ” በሎም።+
13 ብብዝሒ ኣማኸርትኺ ደኺምኪ። እቶም ንሰማያት ዜምልኹ፡* እቶም ንኸዋኽብቲ ዚጥምቱ፡+እቶም ብዛዕባ ዚመጸኪ ነገራትኣብ ሰሰርቂ ወርሒ ፍልጠት ዚህቡ፡ይተንስኡ እሞ የድሕኑኺ።
57 ኣነ ኸኣ ንመሳፍንታን ንጥበበኛታታንንሹማምንታን ንመኳንንታን ንጀጋኑኣን ከስክሮም እየ፣+ዘይነቕሑሉ ናይ ሓዋሩ ድቃስ ድማ ኪድቅሱ እዮም”+ይብል እቲ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ዝስሙ ንጉስ።
7 ንጉስ ከኣ ነቶም ጸዋዕቲ መናፍስትን ከለዳውያንን* ቈጸርቲ ኸዋኽብትን ኪጽውዑሉ ዓው ኢሉ ጨደረ።+ ንጉስ ድማ ነቶም ጥበበኛታት ባቢሎን፡ “ነዛ ጽሕፈት እዚኣ ዜንብባን ትርጉማ ዚነግረንን ሰብ፡ ጁዅ ዚሕብሩ ኺለብስ፡ ድሪ ወርቂ ኣብ ክሳዱ ኺግበረሉ፡+ ኣብዛ መንግስቲ ኸኣ ሳልሳይ ኰይኑ ኺገዝእ እዩ” በሎም።+