ኤርምያስ 25:15, 16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 የሆዋ ኣምላኽ እስራኤልሲ ኸምዚ በለኒ፦ “ነዛ ጽዋእ ወይኒ ነድሪ ኻብ ኢደይ ውሰድ፣ ንዅሎም እቶም ናባታቶም ዝልእከካ ኣህዛብ ድማ ኣስትዮም። 16 ንሳቶም ከኣ ኪሰትዩን ሰንከልከል ኪብሉን ብሰሪ እቲ ኣነ ኣብ መንጎኦም ዝሰድዶ ሰይፊ ዓበድበድ ኪብሉን እዮም።”+
15 የሆዋ ኣምላኽ እስራኤልሲ ኸምዚ በለኒ፦ “ነዛ ጽዋእ ወይኒ ነድሪ ኻብ ኢደይ ውሰድ፣ ንዅሎም እቶም ናባታቶም ዝልእከካ ኣህዛብ ድማ ኣስትዮም። 16 ንሳቶም ከኣ ኪሰትዩን ሰንከልከል ኪብሉን ብሰሪ እቲ ኣነ ኣብ መንጎኦም ዝሰድዶ ሰይፊ ዓበድበድ ኪብሉን እዮም።”+