ድጕዓ 1:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ለይቲ ኣምሪራ ትበኪ፡+ ንብዓት ድማ ኣብ መዓጕርታ ይውሕዝ ኣሎ። ካብ ኵሎም እቶም ዜፍቅርዋስ ሓደ እኳ ዜጸናንዓ የልቦን።+ ኵሎም ብጾታ ጠሊሞምዋ፣+ ጸላእታ ዀይኖም።
2 ለይቲ ኣምሪራ ትበኪ፡+ ንብዓት ድማ ኣብ መዓጕርታ ይውሕዝ ኣሎ። ካብ ኵሎም እቶም ዜፍቅርዋስ ሓደ እኳ ዜጸናንዓ የልቦን።+ ኵሎም ብጾታ ጠሊሞምዋ፣+ ጸላእታ ዀይኖም።