ኤርምያስ 50:37 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 37 ኣንጻር ኣፍራሶምን ሰረገላታቶምን፡ኣንጻር ኵሎም እቶም ኣብ ማእከላ ዘለዉ ሕውስዋስ ህዝብን ሰይፊ ኣሎ፣ከም ኣንስቲ ድማ ኪዀኑ እዮም።+ ኣንጻር መዛግብታ ሰይፊ ኣሎ፣ ኪዝመት እውን እዩ።+
37 ኣንጻር ኣፍራሶምን ሰረገላታቶምን፡ኣንጻር ኵሎም እቶም ኣብ ማእከላ ዘለዉ ሕውስዋስ ህዝብን ሰይፊ ኣሎ፣ከም ኣንስቲ ድማ ኪዀኑ እዮም።+ ኣንጻር መዛግብታ ሰይፊ ኣሎ፣ ኪዝመት እውን እዩ።+