መዝሙር 79:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 79 ኦ ኣምላኽ፡ ኣህዛብ ንርስትኻ ወሪሮምዎ፣+ንቕድስቲ ቤተ መቕደስካ ኣርኪሶምዋ፣+ንየሩሳሌም ናብ ኵምራ ዑናታት ቀዪሮምዋ።+ ድጕዓ 1:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ተጻራሪ ኣብ ኵሉ እቲ ኽቡር መዛግብታ ኢዱ ኣንቢሩ።+ እቶም ብዛዕባኦም ናብ ጉባኤኻ ኸይኣትዉ ዝኣዘዝካ ኣህዛብሲናብ መቕደሳ ኺኣትዉ ርእያ እያ።+