2 ነገስት 24:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 24 ብዘመን ዮያቂም፡ ነቡካድነጻር+ ንጉስ ባቢሎን ኣንጻሩ ደየበ፣ ዮያቂም ከኣ ሰለስተ ዓመት ተገዝኦ። ግናኸ፡ ተመሊሱ ዓለወ። 2 ዜና መዋእል 36:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ዮያቂም+ ኪነግስ ከሎ፡ ወዲ 25 ዓመት ነበረ፣ ኣብ የሩሳሌም ከኣ 11 ዓመት ነገሰ። ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ ድማ ክፉእ ይገብር ነበረ።+