ሚክያስ 3:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ከምዚ ድማ በልኩ፦ “ኣቱም ርእስታት ያእቆብ፡ኣቱም ኣዘዝቲ ቤት እስራኤል፡ በጃኹም ስምዑ።+ ፍትሒ ዘበለስ ክትፈልጡዶ ኣይግብኣኩምን፧