-
ኤርምያስ 1:14መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
14 የሆዋ ድማ ከምዚ በለኒ፦
“መዓት ካብ ሰሜን
ናብ ኵሎም ነበርቲ እታ ምድሪ ኺፍኖ እዩ።+
-
-
ኤርምያስ 10:22መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
22 ስማዕ! ወረ ይመጽእ ኣሎ!
-