ህዝቅኤል 23:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 “መሊሳ ኸይሓነኸት ምስ መንዘረትን ዕርቃና ምስ ቀልዐትን፡+ ከምቲ ንሓብታ ፈንፊነያ ኻብኣ ዘልገስኩ፡* ንዓኣ እውን ፈንፊነያ ኻብኣ ኣልገስኩ።+