ህዝቅኤል 24:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 “‘ርኽሰትኪ ብሰንኪ ጽያፍኪ እዩ።+ ከጽርየኪ ፈቲነስ፡ ካብ ርኽሰትኪ ኣይጸረኽን። ነድረይ ክሳዕ ዚዝሕል ኣይክትጸርይን ኢኺ።+