ኤርምያስ 11:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ኣታ ይሁዳ፡ ብዝሒ ኣማልኽትኻስ ክንዲ እቲ ብዝሒ ኸተማታትካ ዀይኑ ኣሎ፣ ክንዲ እቲ ኣብ የሩሳሌም ዘሎ ጐደናታት ዚኣክል ከኣ፡ ንዜሕፍር ነገር* መሰውኢታት፡ ንበዓል ንምስዋእ መሰውኢታት ጌርካ ኣለኻ።’+
13 ኣታ ይሁዳ፡ ብዝሒ ኣማልኽትኻስ ክንዲ እቲ ብዝሒ ኸተማታትካ ዀይኑ ኣሎ፣ ክንዲ እቲ ኣብ የሩሳሌም ዘሎ ጐደናታት ዚኣክል ከኣ፡ ንዜሕፍር ነገር* መሰውኢታት፡ ንበዓል ንምስዋእ መሰውኢታት ጌርካ ኣለኻ።’+