እያሱ 18:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 ኵሉ ኣኼባ እስራኤላውያን ድማ ኣብ ሺሎ+ ተኣከበ፣ እታ ምድሪ ኸኣ ተገዚኣትሎም ነበረት እሞ፡+ ነቲ ድንኳን ምርኻብ ኣብኡ ተኸልዎ።+