-
ዘዳግም 28:26መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
26 ሬሳታትካ ድማ ንዅሎም ኣዕዋፍ ሰማይን ኣራዊት ምድርን ምግቢ ኪኸውን እዩ፡ ዜፍርሆም ከኣ ኣይኪህሉን እዩ።+
-
-
መዝሙር 79:2መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
2 ምግቢ ኪኸውንሲ ሬሳ ገላዉኻ ንኣዕዋፍ ሰማያት፡
ስጋ እሙናትካ ድማ ንኣራዊት ምድሪ ሂቦምዎ።+
-