ዘጸኣት 24:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ሙሴ ድማ መጺኡ ነቶም ህዝቢ ዅሉ ዘረባ የሆዋን ኵሉ ፍርድታትን ነገሮም፣+ ኵሎም እቶም ህዝቢ ኸኣ ብሓደ ድምጺ፡ “ኵሉ እቲ የሆዋ እተዛረቦ ቓላት ንገብር” ኢሎም መለሱ።+
3 ሙሴ ድማ መጺኡ ነቶም ህዝቢ ዅሉ ዘረባ የሆዋን ኵሉ ፍርድታትን ነገሮም፣+ ኵሎም እቶም ህዝቢ ኸኣ ብሓደ ድምጺ፡ “ኵሉ እቲ የሆዋ እተዛረቦ ቓላት ንገብር” ኢሎም መለሱ።+