ድጕዓ 4:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 “ርሓቑ! ርኹሳት! ርሓቑ! ርሓቑ! ኣይትተንክዩና!” ይብልዎም ኣለዉ። ንሳቶምሲ ቤት ኣልቦን ኰብለልትን ኰይኖም ኣለዉ። ካብ ኣህዛብ ከኣ ከምዚ ኢሎም፦ “ምሳና ኣይቅመጡን እዮም።*+ ሚክያስ 2:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 እዚ ቦታ ዕረፍቲ ኣይኰነን እሞ፡ ተንስኡ፡ ኪዱ። ብሰሪ ርኽሰት፡+ ጥፍኣት፡ ብርቱዕ ጥፍኣት ኣሎ።+
15 “ርሓቑ! ርኹሳት! ርሓቑ! ርሓቑ! ኣይትተንክዩና!” ይብልዎም ኣለዉ። ንሳቶምሲ ቤት ኣልቦን ኰብለልትን ኰይኖም ኣለዉ። ካብ ኣህዛብ ከኣ ከምዚ ኢሎም፦ “ምሳና ኣይቅመጡን እዮም።*+