ኢሳይያስ 2:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 ከንቱ ኣማልኽቲ ጠሪሶም ኪጠፍኡ እዮም።+ ኤርምያስ 51:17, 18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ኵሉ ሰብ ይዕሹን ፍልጠት ዘይብሉ ይኸውንን። ኵሉ ኣንጠረኛ ብሰሪ እቲ ጽሩብ ምስሊ ይሓፍር፣+እቲ ፍሱስ ምስሉስ ናይ ሓሶት እዩ፣መንፈስ* ከኣ የብሎምን።+ 18 ናይ ሓሶት*+ እዮም፣ ዕዮ ላግጺ እውን እዮም። መዓልቲ ምጽብጻቦም ምስ መጸት፡ ኪጠፍኡ እዮም። ጸፎንያስ 2:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 የሆዋ ንዅሎም ኣማልኽቲ ምድሪ ኼጥፍኦም* እዩ እሞ፡ንዓታቶም ዜፍርህ ኪኸውን እዩ፣ኵሎም ደሴታት ኣህዛብ ድማ፡ነፍሲ ወከፍ ከካብ ቦታኦም ኪሰግዱሉ* እዮም።+
17 ኵሉ ሰብ ይዕሹን ፍልጠት ዘይብሉ ይኸውንን። ኵሉ ኣንጠረኛ ብሰሪ እቲ ጽሩብ ምስሊ ይሓፍር፣+እቲ ፍሱስ ምስሉስ ናይ ሓሶት እዩ፣መንፈስ* ከኣ የብሎምን።+ 18 ናይ ሓሶት*+ እዮም፣ ዕዮ ላግጺ እውን እዮም። መዓልቲ ምጽብጻቦም ምስ መጸት፡ ኪጠፍኡ እዮም።