ዘዳግም 32:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ህዝቢ የሆዋስ ግዲኡ እዩ፣+ያእቆብ ርስቱ እዩ።+ መዝሙር 135:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ያህሲ ንያእቆብ፡ ንዕኡ ኪኸውን፡ንእስራኤል ከኣ፡ ፍሉይ ጥሪቱ* ኪኸውን ሓርይዎ እዩ።+