2 ነገስት 24:18, 19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 ጼዴቅያስ ኪነግስ ከሎ፡ ወዲ 21 ዓመት ነበረ፣ ኣብ የሩሳሌም ድማ 11 ዓመት ነገሰ። ስም ኣዲኡ ሓሙጣል እዩ፣+ ንሳ ጓል ኤርምያስ ብዓል ሊብና እያ። 19 ንሱ ኸኣ፡ ከም ኵሉ እቲ ዮያቂም ዝገበሮ፡ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ ኽፉእ ይገብር ነበረ።+
18 ጼዴቅያስ ኪነግስ ከሎ፡ ወዲ 21 ዓመት ነበረ፣ ኣብ የሩሳሌም ድማ 11 ዓመት ነገሰ። ስም ኣዲኡ ሓሙጣል እዩ፣+ ንሳ ጓል ኤርምያስ ብዓል ሊብና እያ። 19 ንሱ ኸኣ፡ ከም ኵሉ እቲ ዮያቂም ዝገበሮ፡ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ ኽፉእ ይገብር ነበረ።+